Home > Archive for Uncategorized

ድሕረ-ባይታ ኤርትራን ህዝባን

ከም ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ንጐረባብታ ደሚርካ፡ ናብ ናይ ሃገር ቅርጺ ንኽትሕዝ ግዜ ዝወሰደላ ኤርትራ፡ ንዘመናት ኣብ ከርሳ ክነብርዋ ዝጸንሑን፤ ካብን ናብን ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ እሞ መዋድቖኦም ዘንበሩላን፤ ድሒሮም ብሰንኪ ባህርያውንን ሰብ ዝፈጠሮምን ሓደጋታትን ስግኣታትን ኣብ ስደትን ከርተትን ካብ ዝርከቡን፤  ህዝብታት...

ካርታን ኣቀማምጣን ሃገርና

ኤርትራ 15° ሰሜን 39° ምብራቕ እትርከብ ቀይሕ-ባሕራዊት ኣፍሪቃዊት ሃገር ኢያ። ጠቕላላ ስፍሓታ 117,600 ትርብዒት ኪ.ሜ. ኰይኑ፡ እዚ ነቲ 101,000 ትርብዒት ኪ.ሜ. የብሲን፡ ነቲ 16,600 ኪ.ሜ. ማያዊ ክፋልን ዘካተተ ኢዩ። ንውሓት ምድራዊ ዶባታ 1,840 ኪ.ሜ. ኰይኑ፡ እዚ ድማ ብሸነኽ ኢትዮጵያ...